close
language
icon for Virtual Volunteer-white_Elena
language
icon for Virtual Volunteer-white_Elena

About

እዚ ‘ቪርችዋል ቮለንቲር’ ዝተሰምየ ፕሮጀክት፡ ነቶም ኣገዳሲን ተኣማኒን ሓበሬታ ዘለዎም – ተቀባልነት ዘይረኸቡ ስደተኛታት ዝሕግዝ ኰይኑ፡ ብትካል ዓለም-ለኻዊ ፈደረሽን ማሕበረ-ሰባት ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ዝተበጋገሰ እዩ።

ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ግሪኽ፡ ኢጣልያን ሽወደንን ንዝርከቡ ሰባት ዘገልግል ሓበሬታ ኣለና። ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ጸኒሕኩም ፈትሹ።

ነዚ ፕሮጀክት እዚ ደገፍ ዝገበሩሉ ትካላት፦ ኣይ.ቢ.ኤም፡ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ሽወደን፡ ኮንፈደረሽን ሃገረ-ስዊዘርላንድን ትካል ሰብኣዊ ሓገዝ ኤውሮጳዊ ሕብረትን።